Blog Archives

ተስፋ

ኣብ ኣምላኽ ምእማን ተስፋ ዘይምቅባጽን እዚ እንተ ፈሊጥና ጽቡቅ እዩ፡ ማለት ኣምላኽ ኣበይ ከም ዘለና፡ ከምኡውን ዘለናዮ ኩነታት ኰነ ሃለዋት ከም ዝፈልጥ ምፍላጥ። ካብ ጽሑፋት፤ ካብ ቅዱሳን ኣቦታትን፤ ናይ እምነት ሰባትን ብዙሕ ክንምሃር፡ ንኽእል ኢና። ብሕጽር ዝበለ ካብ ጽሑፋት መጽሓፍ

See more ›

Posted in teaching

መንግስቲ አምላኽ – 2ይ ክፋል

መንግስቲ አምላኽ፡ ዳሕራይ፡ ብዝተለወጠ፡ ዘይመውት ክቡር ስጋ ፊልጲ3፡21 ሮሜ8፡23 እቲ ንስኻ እትዘርኦ ከይሞተ ህይወት አይረክብን እዩ ቈረ15፡36 ግናኸ፡ ኣሕዋተየ፡ ስጋን ደምን መንግስቲ ኣምላኽ ኪወርስ ከም ዘይከኣሎ፡ እቲ ሓላፊ ድማ ነቲ ዘይሐልፍ ከም ዘይወርሶ፡ እብለኩም ኣሎኹ። ቈረ 15፡50 ሕቶ፡ ናይ ሰብ

See more ›

Posted in teaching

መንግስቲ አምላኽ – 1ይ ክፋል

ብሓውና ቴድሮስ ሓይሽ ዝተዳለወ መንግስቲ አምላኽ፡ ሕጂ አብ ውሽጥና መንግስቲ አምላኽ፡ ዳሕራይ ብዝተለወጠ ክቡር ዘይመውት ስጋ ፊልጲ3፡21 ሮሜ8፡23 ካብ እዞም ኣብዚኣ ደው ኢሎም ዘለዉ፡ ንወዲ ሰብ ብመንግስቱ ኺመጽእ ከሎ ኽሳዕ ዚርእይዎ፡ ንሞት ከቶ ዘይጥዕምዋ ኸም ዘለዉ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ማቴ

See more ›

Posted in teaching