መንግስቲ አምላኽ፡ ዳሕራይ፡ ብዝተለወጠ፡ ዘይመውት ክቡር ስጋ ፊልጲ3፡21 ሮሜ8፡23 እቲ ንስኻ እትዘርኦ ከይሞተ ህይወት አይረክብን እዩ ቈረ15፡36 ግናኸ፡ ኣሕዋተየ፡ ስጋን ደምን መንግስቲ ኣምላኽ ኪወርስ ከም ዘይከኣሎ፡ እቲ ሓላፊ ድማ ነቲ ዘይሐልፍ ከም ዘይወርሶ፡ እብለኩም ኣሎኹ። ቈረ 15፡50 ሕቶ፡ ናይ ሰብ…
See more ›

ብሓውና ቴድሮስ ሓይሽ ዝተዳለወ መንግስቲ አምላኽ፡ ሕጂ አብ ውሽጥና መንግስቲ አምላኽ፡ ዳሕራይ ብዝተለወጠ ክቡር ዘይመውት ስጋ ፊልጲ3፡21 ሮሜ8፡23 ካብ እዞም ኣብዚኣ ደው ኢሎም ዘለዉ፡ ንወዲ ሰብ ብመንግስቱ ኺመጽእ ከሎ ኽሳዕ ዚርእይዎ፡ ንሞት ከቶ ዘይጥዕምዋ ኸም ዘለዉ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ማቴ…